ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ፅ/ፅባቀን ክ/ሰሜን ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ ፅርየት ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24/04/2012 ሰዓት 4፡00

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo