ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ራያ ዓዞቦ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ

2 መፍለይ ቲን ናምበር ከፋላይንት ግብሪ ዘለዎ ዘለዎም

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4  ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ21/04/2012ዓ/ምሰዓት 4፡30 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo