ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ኣብቲ ወረዳ ንዘለዋ ብጉምሩክ ዝተወረሳ ከፍቲ ተባ 23 ኣን 14 ድምር 37 ከፍቲ ብሓራጅ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ

1 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ በዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ድማ በስፒኦ 1000 ቅርሺ  ከትሕዝ ዝክእል

2 ጨረታ 01/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ይክፈት

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 55 06 72 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo