ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ ናይ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስን ፅገናን ፣ ናይ መኪና ፅሕፈት መሳርሕ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዱሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ

ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ /ክወዳደር/ ዝደሊ ተወዳዳሪ

1 ናይ 2010ዓ/ም ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ምስ ቫቱ ዝተመልአ ክኮዉን ይግባእ

3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 16/04/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/04/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 21/04/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 ፕሮፎርማ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ወኪል እንተተረኪቡ ይምረፅ

6 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን እዩ

7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo