ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት በፐሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ሞዴል 78 L

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቕረባይነት መስ ፕሮፎርማ ሰነድ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም

2 እዚ ፐሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 15/04/2012 ዓ/ም  ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/04/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3፡00 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/04/2012ሰዓት 3፡30 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክዕርፈሉ ኣለዎ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo