ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ኮይኑ ናይ ቀበሌ 04 05 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን NDP ካብ ናይ መደበኛ በጀት ሓደ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት

1 ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘቅርቡ

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩንሉን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩኩም

5 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 29/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 44 45 32 28

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo