ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሚኒ ዲቪ ቪድዮ ካሴት ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ክሳብ 16/04/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 5፡00 ቅ/ቀ ከተቕርቡ ትክእሉ

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፊኬት ቲን ናይ መቕረባይን ሰርትፊኬት ፎቶ ኮፒ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo