ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነታት ንብረት Flat steel sheet for monitor ridge : ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን፣ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ኩሉ ግዜ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕደጋ ከፋሊ እናቐረቡ ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 19/12/2019 -28/12/2019ብስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ክወስዱ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብሲፒኦ (CPO) ብር 100000 ብስምዒ ዓሺጉ ምስ ናይ ጨረታ ክእትዉ ይግባእ :: ጥረ ገንዝብ ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

5 እቲ ጨረታ 28/12/2019 ኣፈ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዕደጋ ቐረብን መምርሒን መቐለ ይክፈት

6 ሰዓራይ ተጫረቲ ምስዓሮም ምስተነጎሮም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር

7 ተጫረቲ ናይ ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን ክፍሊት ባዕሎም ዝሽፍኑ

8 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ መቐለ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 44 06

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo