ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንስራሕቲ ማይን ፣መሳርሒ ሙዚቃን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክገዝእን ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሎም ዝዝርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ

1 ነዚ ስራሕ ዝምልከት ሕጋዊ ፍቃድ ንግድን ግብሪ ከፊሉ ዘሐደሰን

2 መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብ ጣብያ ጡሙጋ ፉሉይ ሽሙ ባባኩርማ ካናል ክሮሲንግን ፍልፍል ምጉልባትን ንዝስራሕ ደረጃ 7ን ካብኡ ንላዕልን ዝኮኑ ኣብ ዉሽጢ 105 ተከታተልቲ መዓልቲ ሰሪሖም ዘረክቡ

6 ሰዓራይ ምስተነገሮ ኣብዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ 10 ሚኢታዊ ዘትሕዝ

7 መክበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ንስራሕቲ ማይ 10,000 ቅርሺ  ወይከዓ ሲፒኦ  መሳርሒ ሙዚቃ ድማ 1000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ንስራሕቲ ማይ ዘይምለስ 150 ቅርሺ እንትከዉን ንመሳርሒ ሙዚቃ ድማ 20 ቅርሺ ብምክፋል  ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ምግዛእ ይከኣል

9 ዝተመልአ ሰነድሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን  ከቅርብ ይግባእ

10 ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 15 ታሕሳስ 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ተጫረቲ  ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ  ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

11 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ዕለት 14 ታሕሳስ 2008 ዓም  ክሳብ 11 ፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

12 ሰዓራይ ንመሳርሒ ሙዚቃ ኣብ ዉዕሊ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ  10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ  ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ንብረት ናብቲ ቤት ፅሕፈት የረክብ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ንቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ  0347740661 /0914786094 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo