ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ መቐለ ንፅ/ፅባቀን ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መገንፀሊ ንዓብይ ዓዲ መንገዲ ክሳብ ናይ ዓይደር መፈላለይ መንገሲ ዓብይ ዓዲ ዘሎ ሚድያንናይ ግሪነሪ ምልማዕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከልምዕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2011/12 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ፣ ዝ/መቅረባይ ሰርተፊኬት ፣ ቫት ተመዝገብቲን ናይ ቀረባ እዋን ዲክልረሽን ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 08/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽክፋል ጨረታ ሰነድ

3 ጨረታ መኸበሪ ናይ ግሪነሪ 10000.00 ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጠረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ቸክ ብሽም ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ከትሕዝ ዝኽእል

4 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ክሳብ 22/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናይ ድ/ሰ ይኸዉን

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 54 76

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo