ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንቴክኖሎጂ ስራሕቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/04/2012ዓ/ እስካብ 10/04/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ንክትመልኡ እናተሓሳሰብና እቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ እስካብ 10/04/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለይ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

2 ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0985785485

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo