ኮሌጅ ኪነጥበባት ትግራይ ናይ መስትዋት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕደጋ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም

2 እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 07/04/2012ዓ/ም ክሳብ 10/04/2012 ዝፀንሕ እንትኮን ዕለት 10/04/2012 ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3  ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፌርማን ይጠቐሙ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 94 67/ 09 14 41 30 07  ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo