ቤት ት/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበን ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ትምህርቲ ናዉቲ/ መምሃሪ ሓገዝ/ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃስ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘቕርቡ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

4 ኣብ ቲኦቲ ወይ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ

5 ሰነድ ጨረታ ብር 30 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ገንዛብ ተሓዚት ምዕዳግ ይካኣል

6 ንመኸበሪ ጨረታ ካብ ዘቕርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ሲፒኦ ኣብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቐርብ

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ 07/04/2012ዓ/ም ክሳብ 16/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡20

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 16/04/2012 ሰዓት 9፡20 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 9፡40 ይክፈት

9 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የኣትዉ

10 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 01 38

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo