ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት ዝተፈላለዩ ዓይነት መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት (ማለት ስፔር ፓርት) ብጭረታ መልክዕ ክትሽይጥ ስለ እትደሊ

ማሕበር ረዲኤት ትግራይ

ማሕበራዊ   ረድኤት  ትግራይ  (ማረት   ዝተፈላለዩ  ዓይነት   መካይን   መለዋወጢ  ኣቑሑት   (ማለት  ስፔር  ፓርት)  ብጭረታ  መልክዕ  ክትሽይጥ  ስለ እትደሊ  ኣብቲ   ጭረታ  ክትሳተፉ  እትደልዩ   ተጫረትቲ    ንሕድሕድ  ንብረት   እትገዝእሉ   ዋጋ  ብሰም  ብዝተዓሸገ   ፖስታ   ገይርኩም  እዚ   ምልክታ  ጨረታ  ካብ  ዝወፀሉ  ዕለት   ጀሚሩ  ክሳብ    05/01/2007  ዓ/ም   ሰዓት  6:00 ናይ ንግሆ   ኣብ  ዘለዉ  ናይ  ስራሕ  መዓልቲታት ናብ  ቢሮ ቁፅሪ  304   ክትቐርቡ   ንዕድም    ጨረታ   ዝኽፈተሉ   ዕለት   06/01/2006  ዓ/ም  ሰዓት  3:00  ናይ   ንግሆ  ኣብ  ቤት  ፅሕፈት ማረት  መቐለ   ምኮኑ  እናገለፅና   እቲ  ትካል   ዝሐሸ    መማረፂ   እንተረኪቡ    እዚ  ጨረታ  እንተረኺቡ  እዚ   ጨረታ  ብሙሉእ   ይኹን   ብኽፋል  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ
መተሓሳሰቢ  
ሕድሕድ   ተጫረቲ  ዘይምለስ   ብር  200   ብምኽፋል  ናይ  ጨረታ  ሰነድ  ካብ  ክልል  ቤት  ፅሕፈት  ማረት  ቢሮ  ቁፅሪ 304   ክወስዱ  ይግባእ
ተጫረቲ  ናይ ጨረታ  ዉሕስና  መኽበሪ  ናይ  ዝጫረቱዎ  ንብረት  ዋጋ    5%  ብሲፒኦ  መልክዕ   ከትሕዙ   ከምዝግባእ  ንገልፅ
ጨረታ  ዝሰዓረ ተጫራቲ  ካብ  ዝሰዓረሉ  ጀሚሩ   ንብረቱ  ኣብ  ዉሽጢ  10  ናይ  ስራሕ  መዓልታት   ጠቕሊሉ   እንተዘይኣልዒሉ ዘትሓዞ  ስፒኦ  ኣታዊ  ኮይኑ ጨረታ  ከም   ዝስረዝ   ነፍልጥ

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo