ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክዕድግ የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ

1 እቲ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩም ወይድማ ዘሐደስኩም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን

4 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ካርዲ

5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 07/04/2012-10/04/2012እስካብ ሰዓት 5፡00 ቅ/ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 11 21

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo