ኣብ ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መንደር ኣዉሮራ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ

ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚኡን

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ

ፈርኒቸር ማለት እዉን ጠረጴዛ ወንበር ሸልፊ

ናይ ትራክተር ጎማን ካላማደርያን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በዚ መሰረት ናይዚ ግልፂ ጨረታ መዐቀኒ ተማልኡ ተጫረቲ  ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  1. ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይንስ ፈሳስን ከተማ መቀለ ኮይኑ
  2.  ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መንደር አዉሮራ ንቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለ እዩ
  3. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ 2008 ዓም ከቅርብ ዝክእል
  4.  ቲን ነምበረ ተመዝገባ ዝኮነ
  5. ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ክሳተፍ ፍቃድ ዝተዉሃቦም
  6. ወረቀት ምስክር ንግዲ ከቅርቡ ዝክእሉ
  7. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ መስከረም ወይድማ ጥቅምቲ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
  8. እቶም ዝተዘርዘሩ ፍቃዳት ብዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ
  9. መክበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 1,000 ቅርሺ፣ ንፈርኒቸር 2,000 ቅርሺ፣ ንህንፃ መሳርሒ 5,500 ቅርሺ፣  ንጎማይን ካለማደርያን ትራክተር 1,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
  10. ተጫረቲ ዘይምልስ 50 ቅርሺ ብምክፋለ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መንደር ኣዉሮራ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለ ምዉሳድ ትክእሉ
  11. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ኢንቨሎፕ አተኣሻሽገኡ ሓደ ዓይነት ዝኮነ እቲ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ አለዎም
  12. ንዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ ዉዕሊ መክበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ 10 ሚኢታዊ ከቅርብ ዝክእል
  13. ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 28 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 12 ታሕሳስ 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ቅድሚ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምግዛዝ ትክእሉ
  14. ጨረታ ዝዕፀወሉ 12 ታሕሳስ 2008 ዓም ሰዓት 4 00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ 12 ታሕሳስ 5፡ 00 ናይ ንግሆ
  15. ናይ ጨረታ ኣከፋፈታ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ብዘይምርካቦም ጠጠዉ ክብል ኣይክእልን
  16. ማይን ፈሳስን መንደር አዉሮራ ካብ ዘጫረቶም ጠቅላላ ዋጋ 20 ሚኢታዊ ክዉሰክ ወይ ክንክይ ይክእል እዩ
  17. ንብረት ርክክብ ዝፍፀመሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መንደር ኣዉሮራ
  18. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0919076798 ወይድማ 0919036668    ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo