ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ፣ ዋጋ ዝቐርብ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ይግባእ ፣ ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ ሰነድ ጨረታ 20 ከፊልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 04/04/2012ዓ/ም ክሳብ 17/04/2012ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 58 56

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo