ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ኤችፒ ካብ ዝተባለ ገባሪ ሰናይ ሓገዝ ዝተበጀተ በጀት ኣብ ጣብያ ካራ ቁሸት ኣጃጁ ኣብ ዝርከብ መፍረይ ፍረምረ ስራሕቲ ሓፁር ንምስራሕ ብዝተፈላለየ ደረጃ ፍቃድ ደቀቅቲ ማለት እዉን BC GC ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ዕዮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ብ ደአንት ወረቀት ምስክር

2 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር   ፍቃድ ስራሕን ተካናታሪነት ምዝገባ ካርድን  ወረቀት ምስክር

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ  ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ

4 ንመኸበሪ ጨረታ 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዘክእል

5 ነቲ ፕሮጀክት ኣብ ዉሽጢ 90 መዓልታት ወዲኡ ዘረክቡ

6 ሰነድ ጨረታ ካብ 06/04/2012 ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ክፍሊ ቁፅሪ 28 ምዉሳድ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ ክሳብ 13/04/2012ዓ/ም 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 64 01 81

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo