ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ዕደጋን ሕርሻ ትግራይ

1 ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

2 ተወዳዳሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪ ፣ መቅረባይነት መረዳአታ ምሰቲ ፕሮፎርማ ኮፒ ኣተሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo