ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀ/ወያነ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበርና ዝኮነ ብሴቶች ቤት ብልዒ ዝፍለጥ ብደቡብ መንገዲ ብምዕራብ ኣስፋልት መንገዲ ዝዋሰን ጎኒ ሚላኖ ዝኮነ ዘሎዎ ክፈቲ ቦታ ስፍሓቱ 1400 -1800 ካሬ ዝኮነ ብግዝያዉነት ሰሪሖም ንባህላዊ ኣዳራሽ ቤት ብልዒ ፣ መናፈሻን ተዛመድትን ንግዲ ግልጋሎት ሰሪሖም ክጥቀሙ ንዝደልዩ ስራሕቲ ን 5 ዓመት ክተካሪ ስለ ዝደለየት ንተጫረቲ ትዕድም

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ካብ ዝኣተወሉ ዉዕል ወፃኢ ንኻሊእ ግልጋሎት ከዉዕል ዘይክአል

2 መዐደጊ ሰነድ ብር 100 ከፊሉ ክወስድ ዝክእል ሰነድ ዕድጊት ቅዳሕ ኣብ ቴክኒካዊ ፖስታ ክኣትዉ ኣለዎ

3 ናይ ዘእተዎ ዋ 2 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ጨረታ መኸበሪ ከትሕዝ ዝክእል ዘሸነፈ ተጫራቲ መኸበሪ ዉዕል 10000 ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 30/03/2012ክሳብ 17/04/2012 ይከዉን

5 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 17/04/2012 ልክዕ ሰዓት 9፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡00 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo