ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/03/2012ዓ/ም ክሳብ 03/04/2012ዓ/ም  ክተቅርቡ ትክእሉ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00ተዓፅዩ ሰዓት 9፡30  ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-403254 ምድዋል ይከኣል፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo