ሓዉዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ንትካልና ሓፂር ስልጠና ዘገልግሉ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/03/2012 ሰዓት 10 ተዓፅዩ ዕለት 30/03/2012ልክዕ ሰዓት 10፡15 ኮሚቴ ጨረታ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ከምኡዉን ቲን ናምበር መቕረባይነት ፎቶ ኮፒ ገይሩኩም ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክተተሓሕዙ ይግባእ

4 ኣብ ትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን

ተ.ቁ

 ናይ ኣቅሑት ዝርዝር

 መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

Square pipe

50*600*4mm

ቁፅሪ

15

2

Square pipe

40*600*3mm

ቁፅሪ

10

3

Square pipe

30*600*3mm

ቁፅሪ

10

4

Square pipe

25*600*2mm

ቁፅሪ

10

5

Square pipe

25*600*3mm

ቁፅሪ

10

6

ኤለክትሮድ

2.5mm 1ይ ደረጃ

ፓኬት

15

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo