ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ንኮሚሚሽን ኢንቨስትመንትን ሰደድን ክቢ ማህተምን ቲተርን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ክተቀርቡ እትኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ከተቕርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ካብ ቢሮ ልምዓት ንግድን ኢንድስትሪን ፈት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓባራዊ ህንፃ 1ይ ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ሰነድ ካብ ዕለት 24/03/2012 ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኩም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 29/03/2012ሰዓት 4፡00 ናብ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ም ቢሮ ቁፅሪ 59 ኣታዊ ክትገብሩ እትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

5 ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 01 29

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo