ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 52 ወረዳታት ኣብ ኣስፋልትን ፀፀርን መንገዲ ዝርከባ አብያተ ትምህርቲ ሱፐርቪዥን መግበሪ ኣብ ፅብቕ ደረጃ ዝርከባ ቶያቶ ዳብል ካፕ ከከም ኩነታቱ ዝናዋሕ ን3ተ ወርሒ ዝፀንሕ ዉዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ዉዕል ክትኣስር ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ

4 ሊቪረ ከቅርብ ዝክእል ፣ ናይ ዘመኑ ኢንሽራን ዝኣተወሉን ዘሐደሰሉን ፣ ብሓደ ሊትር እትጓዓዝ ኪሎ ሜትር ብኑፁር ከቅርብ ዝክአል

5 ዕድመ እታ መኪና ትሕቲ 10 ዓመት ኮይና ኣብ ፅቡቀ ደረጃ ትርከብ ምካና መረዳእታ ዘቕርብ ፣ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ እታ መኪና ከርኢ ዝክእል

6ናይ ፕሮፎርማ መከበሪ 5000 ቅርሺ ብቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእል

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻል ዶክመንትን ማሕተምን ገይሮም ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 25/03/2012 ክሳብ 03/04/ 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

8 እቲ ጨረታ 03/04/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo