ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈቱ ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መሳርሒ ኣናእሽተይ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምብራቃዊ ዞባ ፖሊስ

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ፣

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን

3 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር

4 ዘይምለስ 50 ብር እናከፈልኩም እቲ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ 23/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 06/04/2012ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ከተማ ዓዲግራት ቢሮ ቁፅሪ 9 ሙሉእ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

5 እቲ ጨረታ ዕለት 07/04/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ጨረታ 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 20 18 /09 14 12 28 64

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo