ኣብ ወ/ገ/ተምቤን ከተማ ሃ/ሰላም ዝርከብ ሃ/ሰለም ዘመናዊ ዕደጋ ማእኸል ነቲ ማሕበር ኣጎልግሎት ዝዉዕል ህንፃ G+0ብደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊኡን BC/GC ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኻናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ሃገረ ሰላም ዕዳጋ ማእከል

 1 ናይ 2012ዓ/ም ንነግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ ፣ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ዘሐደሰ ቲን ናምበር ዘለዎ ቫት ሰርትፊኬት ኦርጅናል ኮፕን ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ኮንስትራክሽን ምዝገባ ፍቃድን ዝተሓደሰ ኦርጅናልን ኮፒን ከቕርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ቫት ዲክለሬሽን መረዳእታ ኦርጃናልን ኮፕን ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ኢድ ዋጋን መሳርሕን ምስማርን ሽቦን ማይ ምስታይን ማይ ምቅራብን ኤሌክትሪክ መስመራት ምዝርጋሕ ናይ ሳኒተሪ ምግጥጣምን

5 መኸበሪ ጨረታ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጠ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብዝወሃብ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ 400.000 ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ እቲ ዝጫረቱሉ ፕሮጀክት ዉዕል ኣሲሮም ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ኣብ ዉሽጢ 550 ተከተታሊ ማዓልቲ ዝድለ ፕላን ዝርዝር ስራሕን ሙሉእ ብመሉእ ሰርሖም ዘረክቡ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 23/03/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 13/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ  ዘይምለስ 1000 ብምክፋል ካብ ቤት ፅ/ት ህንፃ መሳርሒ ኮሚቴ ብኣካል ብምቅራብ ምዉሳድ ይክእሉ

8 ሰዓራይ ጨረታ መኽበሪ ዉዕሊ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብ ሲፒኦ 10 ሚኢታዊ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ወጋ ዘትሕዝ

9 እዘቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 13/04/2012 ልክዕ ሰዓት 3፡30 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡ 00 ይክፈት

10 እቲ ኮምቴ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እየ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 10 20 58  
09 14 12 56 06 /09 23 30 30 19

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo