ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ካብዚ ዝተጠቐሰ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ብዉሱን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ

ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቕረበቲ ሰብ ትካል ናይ 2007/08 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዘሐደስኩምን ብመቕረባይነት ኣብ ፋይ/ኢ/ልምዓት ዝተመዝገብኩምዎ Tin number ዘለኩም ሰብ ትካል  ብስምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዓ/ዓዲ  ሆስፒታል ምሰ መሰነይታ ተታሒዙ ብዝቐረበ ሰንጠረዥ መሰረት ናይ ሐደ ዋጋ ብምጥቃስ ምቕራብ ዝከኣል ምኻኑ ንገልፅ

1 ናይ 2007/08 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ፍቓድን መለለይ ቁፅሪን/ tin number ኣብ ናይ መንግስቲ ግዝኢት ንምስታፍ ዝተወሃበ 2007/8 ዓ/ም መቐረቢ ኮፒ ከተሓሕዝ ዝኽእል
2 አብቲ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እነተኮይኑ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይኸዉን

3 ግልጋሎት ዘመን/expired date/ መድሐኒት እንተዘተመሊኡ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይኸዉን

4 በቲ ዝቐረበ ስፐስፊካሽን  Unit መሰረት ተጌሩ ዋጋ ክምላእ አለዎ

5 ኣብቲ ናይ ጨረታ መምልኢ ቅጥዒ ሕጋዊ ማህተም ክዓርፎ አለዎ

6 ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 22/ 03/ 07 ዓ/ም - 6/04/08 ዓ/ም ይኸዉን

7 ሰነድ ዝዉሰደሉ ኣታዊ ዝግበረሉን ቦታ  ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ መቐለ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ሰዓት 9:00 ዕለት 30/03/08 ዓ/ም

9 ጨረታ ዝኽፈተሉ ቦታ ዓዓዲ ሆስፒታል ዕለት 01/04/08 ዓ/ም ሰዓት2:00

10 እቲ ዘሸነፈ መድሓኒት ዉዕል ከቕርብ ዝኽእል እንትከዉን ተዘይኣቅሪቡ ድማ 10%ናይቲ ዘሸነፎ መድሓኒት ዋጋ ይቕፃዕ /ይኸፍል

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ናይ መቕረባይ

ሽም _______

ፈርማ______

ዕለት _______

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0914754609 /0914285757 ምሕታት ይከኣል እዩ

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo