ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፅሪን መረዳአታ ከቅርቡ ኣሎዎም

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/03/2012 ዓ/ም 11:30

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኽፈት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo