ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ንኮዉራ መኪና ሞዴል 80 መፀገኒ ንብረትን ናይ ኤሌክትሪክ ንብረትን ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል ብተመሳሳሊ ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ  ናይ ወርሒ ጥቅመቲ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ መኸበሪ ጨረታ ንናይ ስፔር 5000 ብር ንናይ ኤሌክትሪክን ህንፃ መሳርሕን ዝወዳደሩ ነንሕድሕዱ 10000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ

3 ተወዳዳደርቲ ዝመልእዎ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህታም ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመልኡ ክቐርብ ኣለዎ

4 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም ክሳብ09/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ዘይምለስ 50 ብር እናሸፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይኽእሉ እቲ ጨረታ ዕለት09/04/2012  ፀኒሑ ሰዓት 3፡30  ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00  ይክፈት

5 ሰዓሪ ዝኮነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምሰተነጎሮ እቲ ንበረት ኣብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ንመቀለ ቤት ህንፀት ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝክፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000 ብር እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክስ 2 ሚኢታዊት ዝከፈል ምካኑ

6 መስራ ቤቱ ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo