ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክቢ ማህተም ኣዉቶማቲክ ፣ ሽምን ስራሕ ሓላፍነት ዝገልጽ ኣዉቶማቲክ ቲተርን ስራሕ ሓላፍነት ዝገልፅ ዝተሰርሓ ቲተተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ  ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ፣

3 ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት

4 ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ 3ተ መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽምን ፌርማን አድራሻን ናይ ትኻልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ካብ ዕለት 23/03/2012ክሳብ ዕለት 25/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ሰዓት ክትወዳደሩ ትኽእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 317 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo