ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማሕበራት ዕደጋ ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ብዝተረኸበ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ሰርቲፊኬት ናይ መቕረባይነትን መረጋገፂ ቲን ሰርቲፊኬትን መቅረባይነት ዘለኩም

2 እዚ ፕሮፎማ ክሳብ 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402965/ 0344-412767/402966 ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo