1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል
2 ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን፣ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ኩሉ ግዜ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕደጋ ከፋሊ እናቐረቡ ክወስዱ ይክእሉ
3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 29/11/2019 -19/12/2019ብስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ክወስዱ ይክእሉ
4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብሲፒኦ (CPO) ብር 100000 ብስምዒ ዓሺጉ ምስ ናይ ጨረታ ክእትዉ ይግባእ :: ጥረ ገንዝብ ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን።
5 እቲ ጨረታ 19/12/2019 ኣፈ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዕደጋ ቐረብን መምርሒን መቐለ ይክፈት
6 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ኣድራሻ መቐለ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 44 06