ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ኣብ ፋብሪካና ዘምርቶ ልስሉስ ኮንዲት በዓል 16 ሚሜ በዝሒ 24099 ብንፅል ክሸይጥ ይደሊ

ስራሕቲ መስኖን ማይ ቴክኖሎጂ ብርሁ ተስፋ

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድን ናይ ህንፃ መሳርሕን ኤሌክትሪክ ኣቅሑን መሸጢ ንግዲ ፍቃድን ፣ ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ሰርተፊኬት፣ ከምኡውን ተ.እ.ታክስ /ቫት/ ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ፤

2 ተጫረትቲ ንጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ 10000 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይም ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤

3 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 100 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:00 ክሳብ ድሐሪ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 18/03/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ናብ ትካልና ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ፤

5 ተወዳደርቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ክሳብ 08/04/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትው ትክእሉ፤

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 08/04/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:30 ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝረከብ ናይ ስልጠና ኣደራሽ ይክፈት፤

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 09 14 70 70 67 09 14 72 64 60  ደዊልካ ምሕታት ይከአል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo