ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንአብያተ ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ንናይ ደገ መብራህቲን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ

በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ኣብ 2008 ዓ/ም ዘሐደስኩም::

2 እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ ::

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክሲ/ቫት/ ኮይኖም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ኣታዊ ዝገብርሉ ዋንኡን ምስ ሐደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ::

4 ናይ መቕረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::

5 ናይ ግብሪ ኸፋለይ መለለይ ካርድ (TIN) ዘለኩም::

6 ንጨረታ መክበሪ ብር ንፈርኒቸር ብር 1500 : ንኤሌክትሪክ ብር 15000 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል ::

7 ንሐደ ደክመንት ዘይምለሰ 100.00 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅ/ት/ፋ/ን ከተማ ዓ/ዓዲ ከ/ስራሕ ፅ/ፋ/ን/ምም/ር ቁፅሪ 9 ክፍሊ ሰነድ ብምግዛእ ክጫረቱ ዝክእል::

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅ/ት ት/ፋ/ን ከተማ ዓ/ዓዲ ምልክታ ካብ ዝተጠቀዐሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኹም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቐሱ አድለይቲ ደኩመን ኮፒን ኦርጅናልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ  ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን  ብምፅሓፍ አብ ቤት ፅ/ት ት/ፋ/ን ከተማ ዓ/ዓዲ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ንክትእትዉን ንክትወዳደሩ እናተሓሳሰበና::

9 ምልክታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 22/03/2008 ዓ/ም ክሳብ 08 /03/2008 ዓ/ም እንትከዉን 3:00 ናይ ንጉሆ::

10 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሽገሉ ዕለት 08/04 /2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ::

11 ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 08 /04/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ::

12 አብቲ ሰነድ ጨረታ ወይ ዝወፀ Specification ምንክካእ ወይ ብተማሳሳሊ ሞዴል ምቅማጥ ኣይፍቀድን

13 እቲ ጨረታ አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ

14 ሰዓራይ ከይኑ ዝተረከበ ተጫራታይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ወይ መጓዓዝያ እቲ ዘሸነፎ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣታዊ ይገብር::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo