ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቅሑት ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

1 መቅረባይነት ካርድ ቲን ናምበር

2 ናይ ተወዳደርቲ ሽምን ፌርማን ማህተም ክህሉ ይግባእ

3 እቲ ዝቐረበ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኮዉን ይግባእ

4 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

5 እዚ ጨረታ ካብ ሎሚ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ጀምሮ ክሳብ 28/03/2012ዓ/ም ምኻኑ ንሕብር

6 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡30 ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo