ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ን23 ጉባኤ ዝዉዕል መፅሄት ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ

1 ዝታሃደሰ ናይ 2012ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

3 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 17/03/2012ክሳብ 22/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ  በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 41 44 90 / 03 44 41 65 54 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo