ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት መቀፀልታ መስፋሕፍሒ ቤተ ንባብ ጎልጎል ቀበሌ 06 ንምስራሕ ብደረጃ 7 ልዕሊኡን ኮንትራክተር ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓዲግራት

1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዝተሓደሰ

2 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ፍቃድ ተኻናተርቲ ዘለኩም ናይ መቅረባይነት  

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክሌሬሽን ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

4 እቲ ስራሕ ኣብ 420 መዓልትታት ሰርሑ ዘረክብ

5 መኸበሪ ጨረታ 150000.00 ብስፒኦ ዘትሕዙ

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅሪ 03 ካብ 18/03/2012ክሳብ 09/04/2012ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

7 ጨረታ 10/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት::

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 10 13

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo