ተስፋ ሂወት ኤች ኣይ ቪ ፖዚቲቭ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንቤት ፅሕፈት እትጥቀመሎም ዝነበረት ዘገልገሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት ኣወዳዲራ ብጨረታ ትሸይጥ ትደሊ

ተስፋ ሂወት ኤች ኣይ ቪ ፖዚቲቭ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም

2 ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘለዎ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዝኽፈተሉ ካብ ዕለት 17/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 6፡30 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 20 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡30 እንትኸዉን ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ግን ድማ ተሳተፍቲ ተዘይ መፂኦም እቲ ጨረታ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ክወስድ ዝክእክ

6 ቤት ፅሕፈትነ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሳራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 17 /03 44 41 87 60

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo