ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ናይ 2012ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንክልተ ዓመት ብተኸታታሊ ሒሳብ ምንቅስቃስ ስራሕ ዝተፈቀደልኩም ኪኢላ ኦዲት ንምግባር ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ

1 ዝታሃደሰ ናይ 2012ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

3 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 16/03/2012ክሳብ 21/03/2012ዓ/ም በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት

4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 41 44 90 / 03 44 41 65 54 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo