ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትንመሳርሕታትን ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤን መስከረም ሆስፒታል ፕራይም

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/03/2012ዓ/ም ክሳብ 19/03/2012ዓ/ም  ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 22/03/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይኽፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬ 03 44 42 03 31

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo