ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ

2 እዋናዊ መቅረባነት ጀዘሀደሰ ቲን ናምበር ከቐርብ ዝክእል

3 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ

4 እዚ ጨረታ ዕለት 17/03/2012 ክሳብ 20/03/2012ዓ/ም ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእለ

5 ተጫረቲ እቲ ዝተመለአ ሰነድ ካብ ሰዓት 4፡00 ክሳብ ሰዓት 4፡30 ኣብ መቀለ ቻምበር የረክቡ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo