ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ኣላማጣ ናይ ቆፃርን ቱቦን መገጣጠሚን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ሕንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራትን፣ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ አለማጣ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፊሉ ፍቃድ ዘሐደሰ

3 ናይ መቅረባይ መለለይ ካርድ ዘለዎ

4 ቲን /Tin/ ካርድ ዘለዎ

5 ቫት /Vat/ ዝትመዝገቡ ክኸዉን አለ

6 ናይ ጨረታ መክብሪ Bid Bond ዝምለስ

ንሎት ሓደ ቆፃርን ቱቦን መገጣጠሚን  ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቐሑት ናይ ግልጋሎት ማይ ከተማ ኣላማጣ ብር 15000+ ናይ ግልጋሎት ማይ ዋጃ ጥሙር ብር 8000 ጠቅ ድምር ብ ስፒኦ 23000

ንሎት ክልተ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 3000

ንሎት ሰለስተ ፈርኒቸር 3000ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ናይ ጨረታ ዝርዝር ዝሐዘ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 16/03/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30 /03 /2012 ዓ/ም ብዝግዛእ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ዝዝፀወሉ ዕለት 30/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:20 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በዚ ዕለት እዚ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 መሸነፋይ ካብ ዘሸነፎ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 5ተ መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክዓስር ዝክእል

10 እቲ ዝድለ ኣቅሓ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረበ መስተ ማይ ከተማ ኣላማጣ ክቅርብ ዝክእል

11 መሸነፋይ ምስ ተፈለጠ ዉዕሊ መክበሪ 10% ከትሕዝ ዝክእል

12 እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ

13 ነቲ ጨረታ ክዛብዕ ዝፈተነ ካብቲ ጨረታ ዝባረር ካብ ምኻኑ ንላዕሊ አበ ዝኮነ ይኩን ጨረታ ንከይሳተፍ ሰርኩላር ይተሓላለፈሉ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ዉን ይውረስ

14 ሰንድ ቋንቋ ትግራኛ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 034 7740220 ወይ ከዓ 034 7740016 ብምድዋል ምሕታት ይከዓ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo