ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኤግዚብሽን ዝዉዕሉ ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ሓፂነን ተዛመድትን / ቱቦላሬ ፣ ፒያቶን ማይ ቱቦን/ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለዎ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት

2 ናይ ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝጋ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወዳደርቲ ጨረታ ሰነድ ማህተም ፌርማን ኣድራሻን ምስ ቁፅሪ ስልኪ ብምምላእ ብኢንፖሎፕ ብምዕሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 15 ክሳብ 25 ሕዳር 2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ኣተዊ ክገብሩ ይግባእ

4 ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ባት ቲኦቲ ዝከፈልኩምሉ መረዳእታ  

5 ሰዓራይ እዚ ጨረታ ኣብ ዉሽጢ 1 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ 5ተ መዓልቲ ዘቅርብ

6 ተጫረቲ ብር 5000.00 ብባንኪ ብዝተረጋፀ ስፒአ ወይም ብጥረ ገንዘብ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከቕርቡ ዝክእሉ

7 አዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሊ ግዘ ካብ 15/03/2012ዓ/ም ክሳብ 25/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 41 44 73 03 44 41 44 90

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo