ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ማእከል ኤግዚብሽን መቀለ ንዘተሰርሐ መንደቕ ሓፁር ንዝስራሕ ግሪል ሓፂን ኣብ ግቢ ማእኸል ኤግዝቢሽን ኮይኑ ብናይ ባዕሉ መበየዲ መቑረፂ መሞረዲ ማሽን ብናይ ባዕሉ በዓል ሙያ ቆሪፁ በይዱ ሞሪዱ ቀለም ብናይ ባዕሉ ብሩሽ ቀቢኡን ተኪሉን ብኤሌክትሪክ ኣቅርቦት ማእኸል ኤግኢቢሽን እቶም ዝቐረቡ መሳርሕታት ኣማሊኡ ዝሰርሕን ትካል በዓል ሙያ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ስራሕቲ ሓፂን ዘለዎ

2 ናይ ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝጋ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወዳደርቲ ጨረታ ሰነድ ማህተም ፌርማን ኣድራሻን ምስ ቁፅሪ ስልኪ ብምምላእ ብኢንፖሎፕ ብምዕሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 15 ክሳብ 25 ሕዳር 2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ኣተዊ ክገብሩ ይግባእ

4 ሰዓራይ እዚ ጨረታ ድሕሪ ዉዕል ምእሳር ወይ ንብረት ምስቀረበሉ ኣብ ዉሽጢ 45 መዓልቲ ሰርሑ ክረክብ ዝክእል ክኸዉን ኣለዎ

5 ተጫረትቲ ኣብ ማእኸል ኤግዝቢሽን ተነዲቑ ንግሪል ሓፂን ተዳልዩ ዘሎ ቦታ ብምርኣት ምስ አዚ ጨረታ ሰነድ ተተሓሒዙ ዘሎ ዝስራሐሉ ድዛይን ብምርኣይ ዋ ዋና ማተርያልን ኤሌክትክን ካብ ትካልና ዝቀርብ ኮይኑ ዝተረፈ ብናይ ባዕሉ ናይ ማፅፆ መገጣጠሚታት ብምርጫ ቤት ፅሕፈታት ኣማሊኡ ተኺሉን ዘቅርበሉ

6 ተጫረቲ ብር 5000.00 ብባንኪ ብዝተረጋፀ ስፒአ ወይም ብጥረ ገንዘብ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከቕርቡ ዝክእሉ

7 አዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሊ ግዘ ካብ 15/03/2012ዓ/ም ክሳብ 25/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 41 44 73 03 44 41 44 90

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo