ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርት ዕጥቅን ናዉቲን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን

1 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 06 /03/2012 ዓም ክሳብ 19/ 03 /2012 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል

2 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 00 74 68

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo