ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ

2እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/03/2012ዓ/ም ክሳብ 18/03/2012ዓ/ም

3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ሰዓት 11:30 እቲ ጨረታ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo