ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንመባእታዊ ሆስፒታል ሞኾኒ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መሳርሒ ሕትመትን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ አቁሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ መዳሕንቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መባእታዊ ሆስፒታል ሞኸኒ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ስራሕ

2 መለለይ ቋፅሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅርብ

4 ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

5 መቅረባይነት ዘሐደሱ

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእል

7 እቲ ሰዓራይ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ን እቲ ንብረት ኣብ 15 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከቅርብ ዘከእል

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

9 ሰነድ ጨረታ መግዚኢ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ሞኮኒ መባእታዊ ሆስፒታል ይኮዉን

10 መኸበሪ ጨረታ ሕድሕድ 5000.00 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ

11 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 15/03/2012ዓ/ም ክሳብ 29/ 03/2012ዓ/ም እዩ

12 ጨረታ ዝዕፀሉ ዕለት 29/ 03/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ይከዉን

13 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 29/ 03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 46 64 06 89/09 23 30 26 58/09 20 24 81 22 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo