ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ፣ ናየ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ፣ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ

3 ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

4ፕሮፎርማ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

5 ንተዋሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 43 46

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo