ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ጥሙር ዕዲጊት ንቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ቶታል እስተሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ መስከረም 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩም

3 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

4 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ዘለኩም

5 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከ/ዕ/ፋ/ም/ር/ን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ

7 እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 12/03/2012ዓ/ም ክሳብ 26/03/2012ዓ/ም

8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 46 11 47 /09 14 20 26 05 /09 14 75 43 18

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo