ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ዘይትን ቕብኣትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ፣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ተወዳዳሪ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 13/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ግብሪ ከፋሊ፣ መፍለይ ቁፅሪን

4 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo